መቀለ ሆስፒታል ናይ ሕትመት ፣ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ህንፃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400246 ምድዋል ይከኣል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ