ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተገለፀ ዝርዝር መዐቀኒ መሰረት መፅሓፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 20, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 20, 2011 04:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400129 ምድዋል ይከኣል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ