ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ትግ 4-00789 ሞዴል 3L 166 Toyota ናይ መኪና ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 20, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 20, 2011 08:01 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይክፈት ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ