ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ምድብ1 (lot) ሃለቅትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ምድብ2 (lot) ሃለቅቲ ናይ መኪና ኣቅሑት፣ ምድብ3 (lot) ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ምድብ6 (lot) ዘገልግሉ ንብረታት ንጨረታ ንምቅራብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ኣወዳደሩ ክዕድግ ክሸይጥን ይደሊ።

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፊኬት ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእልን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን መረዳእታ ዘቀርብን፤

3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት ናይ ታሕሳስ 2011 ዓ/ም ቫት ዲክላሬሽን ኦርጂናል ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል፤

4 ካብ ተራ ቁፅሪ 1-3 ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ብምምላእ ምስ መጫረቲ ሰነዶም ኣተሓሒዞም ብጥንቃቄ ብዝተኣሸገ ብክልተ ፖስታ ኮፒና ኦርጂናል ብምባል ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታው ይከኣል፤

5 ናይ መወዳደሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ፣ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ከከውን ኣለዎ።

6 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ንብረት ወዕሊ ካብ ዝኣስረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝኽእል፤

7 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ገዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን30 መዓልቲ ይከውን፤

8 ተጫረቲ ዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ጨረታን ምድብ 1፣2፣3ንዘለው ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕደ ሰነድ ዘይምለስ 25.00 (ዒስራይ ሓሙሽተይ ቅርሺ) ምድብ 4 ብነፃ ምውሳድ ይከኣል፤

9 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 15/05/2011ዓም ክሳብ ዕለት 29/05/2011 ዓ/ም ኣብ ዘለው ተኸታተልቲ መዓልትታት ክፍቲ ኮይኑ ፀኒሑ ኣብቲ ዕለት 30/05/2011 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ውሕስና ንሕድሕድ ሰነድ ንምድብ 1 ፣2፣3

ንሕድሕድ ብር 3000.00 ብ/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ጥራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ወይ ብቼክ ብሽም ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ፋይናንሰ ዘቅርብ ክኸውን ኣለዎም።ንምድብ 4 1000.00 ብር፣  ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል።

9 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

10 እቲ ጨረታ ምስተኸፈተ ቤት ፅሕፈትና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 % ክቅንስ ወይ ክውስኽ ይኽእል እዩ።

11 ሰዓራይ እቲ ዘቅረቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈተሹ ትከክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ኮይኑ ናብ ገንዘብ ክፍሊት ይኣቱ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342-419398-0935-231253 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s