ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓትን ገጠርን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምላሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ካብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ናብ ቁሸት ማይ ሂወት ዝወስድ 7ተ ኪሎ ሜትር ሓድሽ ፅርጊያ በቲ ዘፈር መቅረብቲ ብስርዓት መቅረብቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 02:20 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 02:30 ጥዋት
  • መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምሕዳረን ብነፃ ካብ 10/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ምውሳድ ይክእሉ

2 እቲ ፕሮፎርማ 18/05/2011ዓ/ም ሰዓት 2:20 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 2:30 ይክፈት

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-500600 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ