ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ (ቢዝነስ ካርዲ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 13, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 13, 2011 09:10 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 13/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ