ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንጥዕና ቤት ፅሕፈት መኪና መለዋወጢ ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 04:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 14/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416284 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ