ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ክትዕድግ ስለዝደለየት
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 08:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ ዝኣተዎ ዋጋ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ 08/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 17/05/2011ዓ/ም ይኸውን።

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ 15 ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይርከብ።

5 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

6 እስፔስፊኬሽን እናመፃእኩም ምውሳድ ትኽእሉ።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ