ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ደኣንትን ዋና ቤት ማዘጋጃ ማኑፋክቸሪንግ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 11:20 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 03:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ድ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406839/8501 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ