ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ዝተፈላለዩ መካይን መቀያየሪ ኣቅሑት (ስፔር) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ክሳብ 06/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ይኸውን።

2 እዚ ፕሮፎርማ 07/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኸውን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ