ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈታ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 09:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ክሳብ 30/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 8:30 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኸውን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ