ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕደርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መጋየፂን ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ