ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 04:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/05/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ