ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 09:10 ከሰአት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 24/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይኸውን።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:10 ኣብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ