- ዝትሐደሰናይ 2008 ዓ/ም ንግዲፈቃድዘለኩም::
- ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
- ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/ መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
- ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2007 ዓ/ም ናይቀረባ ወርሒዲክለር ዝገበርኩምን::
- ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር/specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
- መቅረብቲካብዕለት26/ 12/ 2007 ዓምክሳብዕለት 04/01/ 2008 ዓ/ም 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
- መኽበሪ ጨረታ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብ CPO ወይብ ባንኪ ዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረ ገንዘብ ቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
- ጨረታዝዕሽግሉዕለት 04 /01 /2008 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
- ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን
- ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
- ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
- ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::
- ነብሰወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ::
ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ 1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::
N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ
- ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344402860/ 0914749895 ምርካብይካኣል::
መመለስ