ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 08:30 ከሰአት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 25/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል።          

መመለስ
የጨረታ ምድብ