ቤት ህንፀት መቐለ ንሕጊ ተሃነፅቲ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል መሳርሒ ህንፃን ባህር ዛፍን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:በቢዘርፎም ዝተፈላለየ
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:በቢዘርፎም ዝተፈላለየ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 04:00 ጥዋት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • Print
  • Pdf

1 በቢ ስራሕ ዘርፎም ናይ 2010/2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቃድን ናይ 2011 ዓ/ም መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል።  

2 ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ከምኡድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ ጥቅምቲ 2011 ዓ/ም ድክሌር ዝገበረ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ 5000.00ብር ንባህርዛፍ ድማ 1000.00 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም።

4 ኣብ ባህር ዛፍ ዝወዳደሩ ተጫረቲ ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ክዋዳደሩ ዝኽእሉ ኮይኖም፣ ኣብ መሳርሒ ህንፃ ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ኮይኖም ዝመልእዎ ዋጋ ድማ ተወሳኺ እሴት ታክስ ሓዊሱ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ተመሊኡ ብ2ተ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፐን ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ደ/ከ/ሰ/ዕፋ/ን/ምን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ።

6 እዚ ጨረታ ድሕሪ ምኽፋቱ ን30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ።

7 ተወዳደርቲ ኣብቲ ዝሰዓርዎ ንብረት 20% ክውስኽ ወይ ክቅንስ ይኽእል እዩ።

8 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 17/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 02/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንግሆ ንባህር ዛፍ ዘይምለስ 20.00 ብር እናከፈሉ፣ ንህንፃ መሳርሒ ዝወዳደሩ 50.00 ብር እናኸፈሉ ካብ  ደ/ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋይ /ምም/ር/ን ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይክእሉ። እቲ ጨረታ 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረከብሉ ይክፈት።

9 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ መራገፊን መፅዓንን ዘረክብ ፣ ልዕሊ 1000.00 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝከፍል ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ።

10 መ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-411454 ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ