ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ጥዕናን ግልጋሎትን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:15000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 04:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን /TIN NO/ ኣብ ናይ ወርሒ ሕዳር ቫት ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ ጨረታ መክብሪ 15000.00 ቅርሺ ብ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ መረዳእታ ዋናን ቅደሕን ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 16/04/2011ዓ/ም ሰዓት ክሳብ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

6 ተጫረቲ ተወዳዲሮም እንተኣሸኒፎም ኣብ 3ተ መዓልቲ ዉሽጢ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ 10ተ መዓልቲ እቲ ዘሸነፍዎ ንብረት አታዊ ክገብሩ ዝክእሉ፤

7 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል።

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344-403728 /403772ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ