ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ እንዳስርያል ማተሪያል ( ህንፃ መሰርሒ) ሓሸዋ፣ እምኒ ፣ፀፀር ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዝን ሓዊሱ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:30 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም

2 እዚ ጨረታ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ