ኲሓ ሆስፒታል ናይ ታርጋ ቁፅሪ 4-00147 ሞዴል NISSAN-Y-61 ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 02:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 15/04/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/04/2011 ዓ/ ሰዓት 11:30 ኾይኑ

2 ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 2:30

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-420221 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ