ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ ፈርኒቸር (ጣዉላ ሸልፊ ናይ ዉሽጢ ዓዲይ) ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 09:10 ከሰአት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓም ክሳብ 17/4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅራብ ይክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9:10 ነባር ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ክ/ምምሕዳር ዓይደር 03 ዝርከብ ይክፈት

መመለስ
የጨረታ ምድብ