ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሓንቲ ሚኒ ላፕቶፕ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 04:00 ጥዋት
  • ኮምፒተርን ተዛመድቲ /
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ 12/4/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይካአል::

3 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እሪ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ካብ 16/4/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ናይ ድሐሪ ሰዓት ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 17/04/2011 ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

5 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ