ቤት ፅሕፈትና ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Registration Book ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 09:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf
  • · A3 Size በዝሒ 9  150ገፅ ዘለዎ (መዝገብ)
  • · A2 Size በዝሒ 14  150 ገፅ ዘለዎ (መዝገብ)

1 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ

2 ተጫረቲ ትካላት ነቲ ኣቅሓ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሴክ/ካሸር ክወስዱ አለዎም

3 ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕገዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ሰነድ ጨረታኦም ዋጋ ብሰምዒ ብዝትዓሸገ ኤንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/12/2018 ኣፈ ቅድሚ ሰዓት እናመፃእኩም ከቅርብ ይክእል

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28/12/2018 ኣፈ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይድማ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344415343/0914750648

መመለስ
የጨረታ ምድብ