ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንተምሃሮ ቀለብ ፓስታ፣ ማኮረኒ፣ ሩዝ፣ ማልማላታ፣ ኣስሊ ቲማቲም ወ.ዘ.ተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 04:30 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

1 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ንጨረታ ሰነድ 20.00 እናኸፈልካ ምውሳድ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ 20/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሽ ቃላሚኖ ቤት ትምህርቲ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0345-599841 ደዊልካ ምሕታት

መመለስ
የጨረታ ምድብ