ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ቐፂሎም ንዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 04:00 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባአ



       1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልኩምን        2 (ቲን ናምበር) ተመዝጋቢ

3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርቲፊኬት ዘለኩም                           

4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

5 ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ትኽእሉ፤

6 ኣሸናፊ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ብስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቅርቡ ትኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ዘይምለስ ብር 20.00 ቅርሺ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ኸፊልኩም ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው እናዓደምና እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ካብ 2/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 16/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝኽፈት ምዃኑ እናሓበርና ታረቲ ወይ ሕጋውያን ወከልቶም ተዝርከቡ ይምርፅ።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይዅን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ