ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 09:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 09/04/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/04/2011 ሰዓት 8:00 ምእታው ይከኣል። 23/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

2 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418556 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ