ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰኪፕ ሎደር ስፔር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 03:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ቤ/ፅሕፈት

መብርሂ

1

ዓብይ ክሪክ

15 ቶንUD21

ብቁፅሪ

01

ፅሬትንፅባቀን

2

ጎማ መፍትሒ

41-21 UD21

ብቁፅሪ

01

ፅሬትንፅባቀን

3

ሮተር ኣሰይ

D  22 ኒሳን

PCS

01

ጥዕና

4

ኖዝል ኣሰይ

D  22 ኒሳን

04

ጥዕና

5

ቅ/ሾክ ኣብዘርቨር

D  22 ኒሳን

PCS

02

ጥዕና

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ