ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ወረዳና ዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ኣብ 2011ዓም በጀት ዓመት ፅገና ሰርቪስ ከካይድ ይደሊ። ብምዃኑ ነዚ ክፍፅሙ ዝኽእሉ ደረጃ 2ተ ልዕሊኡን ዝኾኑ ጋራጃት ናይ ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 03:30 ጥዋት
  • ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን፤

3 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ዘቅርብን፤

6 ናይ ጋራጅ ደረጃ ብቅዓት ደረጃ 2ተን ልዕሊኡን ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን፤

7 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 01 100.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይከኣል።

9 ተጫረቲ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል 1 ዋና ምስ ክልተ ቅዳሕ ቴክኒካል 1 ዋና ምስ 2ተ ቅዳሕ በቢበይኑ ብምዕሻግ ጠቅላላ 06 ፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም።

10 ምልክታ ጨረታ ካብ 09/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 24/04/2011 ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕን ።

11 እዚ ጨረታ 25/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት።

12 ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ትካሎም ማህተም ናይ ዝምልከቶ አካል ፊርማ ክዓርፈሉ አለዎ።

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-480183 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ