ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩኡ ዘገልግል ጀነሬተር ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 08:45 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 09:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፋቃድ ንግዲ ዘለዎ                                      

2 ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎም                         3 መረዳእታ መለለይ ከፋለይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ መስከረም2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ሰነድ ጨረታ አብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ቀደማይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዘይምለሰ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

6 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 06/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 22/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኩሉ ሻብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

7 መከበሪ ጨረታ ሰነድ ጨረታ 10000.00 ሽሕ ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ።

8 ሰነድ ጨረታ ክሳብ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 22/04/2011 ዓም ሰዓት 8:45 ይዕሸግ። እዚ ጨረታ 22/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ይክፈት።

9 ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ምዃኑ ብደብደቤ ካብ ዝተገለፁ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

10 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድ ጨረታ ካልእን መብረሂ ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራይ ምሕታት ይክእል።

10 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ንብረት ወይ እቲ ጀነሬተር ኣብ ዉሽጢ 60 ተከታታልቲ መዓልቲ ብመሰረት እቲ ዝወፀ ዝርዝር ናብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብበዓል ሞያ ተረጋጊፁ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

11 ዝኾነ ተጫረታይ ቤት ዕዮና ኣብ ዘቀመጦ ዝርዝር ምውሳኽ ወይ ምንካይ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ ክፈልጥ ይግባእ።

12 ናይቲ ጀነሬተር ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ ይግባእ።

13 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-403477 / 0344-408299 ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ