ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሕዳር 29, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሕዳር 29, 2011 04:30 ጥዋት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይ ሓደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ቴንዲኖ በዐል 10

ቑፅሪ

238

2

ስታፋ በዓል 6

ኪሎግራም

702

3

ሽቦ/ስልኪ

ኪሎግራም

34

4

ሚስማር በዓል 12

ካርቶን

26

5

ሚስማር በዓል 10

ካርቶን

5

6

ሚስማር በዓል 8

ካርቶን

5

7

ሚስማር በዓል 6

ካርቶን

5

1 ዝተሓደሰ ናይ 2010/11 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዋ

3 ናይ ቫት ወይም ቲኦቲ ከፋሊ ዝኾነን ናይ ቲን ሰርቲፊኬት ዘለዋን

4 ተወዳደርቲ ኣብ ትመልኡዎ ጨረታ ሰነድ ማህተም፣ ፊርማን ምሉእ ኣድራሻን ምስ ቁፅሪ ስልኪ ክትገብርሉ ይግባእ። ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ወርሒ መስከረም 2011 ዓ/ም ዲክላሬሽን ክተቅርቡ ይግባእ።

5 ሰዓራይ እዚ ጨረታ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

6 ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ሰደቃ ቀሪቡ ዘሎ ናይ ነፀላ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋ መምልኢ ግልፂ ብዝኾነ መንገዲ ክመልኡ ኣለዎም።

7 ናይቲ ዘቅረቦ ጠቅላላ ዋጋ 3% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ምስቲ ጨረታ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርብ ዝኽእል፤

8 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይም ቲኦቲ ምዃኑ ብግልፂ ከቀምጡ ይግባእ። ኮይኑ ግና ምንም ዓይነት መብርሂ ተዘይሃልይዎ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ርዱእ ከምዝግበር ነፍልጥ።

9 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 20/03/2011 ዓ/ም -29/03/2011ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ክሳብ ዕለት 29/03/2011 ሰዓት 3:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት። ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ዘይምርካቦም ንቲ ከይዲ ምክፋት ጨረታ ከምዘየተኣጓጉሎ ክንሕብር ንፈቱ።

10 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344-410671/414473/416554 ደዊልካ ምሕታት ይከአል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ