ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ነቲ ወረዳ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ናይ መኪና መቅረብቲ ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

1 ናይ 2010 /2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2011 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ብቅዳሕ ክቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ (ቲን) ከፋላይ ግብሪ ክቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒ መስከረም 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራደድሉ መረዳእታ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናስን  ወረዳ መደብ ኣይዛና ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእሉ ።

6 መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 5000.00ሽሕ ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 10/03/2011 ዓ/ም-26/03/2011ዓ/ም ኮይኑ 26/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት።

8 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ንዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ኣታዊ ክገብር አለዎ።

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ሕድሕድ ንብረት 20% ናይ ምውሳኽን ምንካይን መሰል ኣለዎ።

10 ሰዓራይ ኣካል ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10% ብሲፒኦ ከትሕዝ ኣለዎ።

11 ሰነድ ጨረታ ዋና ማለት ኦርጅናል ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዝጫረትዎ ዓይነት ጨረታን ናይ ተጫራታይ ሽም ፈርማን ማህተምን ተገይርሉ ክቀርብ ኣለዎ።

12 ተጫራቲ ኣብ ሕድሕድ ዓይነት ገፅ ሰነድ ጨረታን መምርሕን ማህተምን ፊርማን ከገብረሉ ኣለዎ።

13 ስርዝ ድልዝ ሃልይዎ ዘይትፈረመሉ ሰነድ ጨረታ ዘቅረበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን።

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347-760316 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

መተሓሳሰቢ- ተወዳደርቲ ዘድልዩ ረቋሕታት ኣማሊኦም ናብ መወዳደሪ ሳንዱቅ ጨረታ ብግዚኡ እንተኣእትዮም ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ጨረታ በዘይ ምርካቦም ካብ ጨረታ ወፃኢ ኣይኾኑን።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s