ትካልና ዓዲ ጉዶም ጅፕሰም ፋብሪካ ንጅፕሰም መኣድን ምምራት ዝወዕል ግብኣት ንምምራት ዶዘር ብጨረታ ተካርዩ ከስርሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ፤ ነዚ ዝሰዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 17, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 17, 2011 03:10 ጥዋት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ስራሕ ሰዓት 130 ሰዓት እና ካብኡ ንላዕሊ ክሰርሕ ዝኽእል

2 ዝሓሸ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ ዘለዎ ሜሽን ከቅርብ ዝኽእል

3 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

4 ኣብ መቀለ 1ይ ወያነ ቁፅሪ 305 ብሎክ ሐ/C ዝርከብ ቤት ፅሕፈትነና እናመፃእኸም ኣድላይ ናይ ጨረታ ሰነድ ክተወስዱ እናገልፅና፤ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተኸታተልቲ 3 (ሰለስተ ) ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰነድኹም ክተቅርቡ ንሓትት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ-0914-747547/0914-785824/0914-003580 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ