ተ.ቁ | ዝርዝር | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | ደፍተር በዓል 50 ሉሕ | ቁፅሪ | 14980 |
2 | ሰመያዊ እስክሪብቶ ሊንክ ኦፌክስ ኦርጅናል | ፓኬት | 248 |
3 | ቾክ አብ ጫፉ በሊሕ ዝኾነ | ግሮስ | 240 |
4 | ዝተፈላለዩ እስፕረይ ቀለም | ቁፅሪ | 114 |
5 | ፕላስተር ሸራ | ቁፅሪ | 240 |
6 | ማርከር ኣርት ላይን 90 | ቁፅሪ | 328 |
7 | ናይ ተምሃሮ ቦርሳ ( ብሳምፕል መሰረት) | ፓኬት | 75 |
ካልኦት ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ | ብብዝሓት |
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
2 ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
3 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእሉን ናይ ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ::
4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ / ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
5 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 50.00(ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱ ይኽእሉ::
6 ሰዓራይ ምስሰዓረ ምሰፈለጠ ኣብ ውሽጢ 7ተ መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ፋይናንሻል ዶክመንት ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጂናል ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 30/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 15/03/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን።
9 እቲ ጨረታ 15/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ አደራሽ ቢሮ ቁፅሪ415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
10 ሰዓራይ ምስዓረ ምስተገለፀ አብ ውሽጢ 7 መዓልቲ ክኣቱ ዝኽእል፤
11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;
መመለስ