ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት
በዚ መሰረት
1 ብዘርፉ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን::
2 ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ሰነ 2007 ዓ/ም ዘፍለጥኩምን ::
3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ እንትንዕድም::
4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከ/ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ ር መዉሳድ ይካአል::
5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ ንሕድሕዶም 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::
6 ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲርኩም ክተቅርቡ እትክእሉ ንክትጫረቱ ንዕድም::
7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 24/11/ 2007 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ምዉሳድ ይካአል::
8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ ትክእሉ::
9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/12/2007 ዓ/ም ድ ቀትሪ 8:00::
10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 8 /12/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻ ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት::
11 እዚ ዋጋ እዙይ ን45 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ::
NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::
መመለስ