ተቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቐኒ | በዝሒ | ንፅል ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | Reinforcement bar Dia .20 | ብቑፅሪ | 2,145 | ናይ ቱርኪ | ||
2 | Reinforcement bar Dia.24 | ብቑፅሪ | ናይ ቱርኪ | |||
3 | Reinforcement bar Dia.30 | ብቑፅሪ | 610 | ናይ ቱርኪ | ||
4 | Reinforcement bar Dia.32 | ብቑፅሪ | 895 | ናይ ቱርኪ | ||
ድምር | ||||||
ቫት | 15% | |||||
ጠ/ድምር |
ናይ ጨረታ ረቋሒን ኩነታትን
1 ናይዚ ዓመት ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል
2 ተጫረቲ ቫት ምዝጉብ ዝኾነን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ሰነድ ከቅርብ ዝኽእል
3 ተጫረቲ ዋጋ ክመልኡ ከለው ቫት ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑን ዘይምዃኑን ብግልፂ ክገልፁ ኣለዎም። ተዘይተገሊፁ ግና ዝእተውዎ ዋጋ ቫት ከምዝሓወሰ ተገገይሩ ይውሰድ።
4 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ብር 300,000.00 (ሰለስተ ሚኢቲ ሽሕ) ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ናይ ጨረታ ፖስታ ኣብ ሓደ ብምግባርን ብምእታውን ከቅርብ ኣለዎም። (CPO) ዓሺጎም ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ:: ኣብ ፖስታ ዘይተዓሸገ ጥረ ገንዘብን (CPO) ተቐባልነት የብሉን።
5 ተጫረትቲ ዘይምለስ ሓደ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተጨማሪ እሴት ታክስ ዶክሜንት ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ጨረታ ዋጋ ብፖስታ ዝተዓሸገ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ይኽእሉ።
6 ጨረታ ዶክሜንት ማህተምን ፊርማን ክዓርፎ ኣለዎ። ማህተምን ፊርማ ዘይብሉ ተቐባልነት የብሉን።
7 ተጫረቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ኣድላይ ሰነዳት ብምትሕሓዝን ዋጋ ብምምላእን ካብ ዕለት 09/11/2018 ክሳብ 03/12/2018 ኣ ፈ ኩሉ ግዜ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ኣብ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ መምርሕ ኮንስትራክሽን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይክእሉ።
8 እቲ ጨረታ ዕለት 03/12/2018 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብዕለት 03/12/2018 ሰዓት 8:30 ናይ ድሐሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት።
9 ተጫራቲ ሰዓራይ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ኣብ ሓሙሽተ (5) መዓልቲ ውሽጢ ከረክቡ ኣለዎም።
10 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ 034442400305/0342400265 ይደወሉ
መመለስ