ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ዝኸውን ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:15000.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 09:00 ከሰአት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም።

1 ንናይ ምግቢ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር ዘለዎን ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካብ ፕላን ፋይናንስ ዝተረጋገፀ ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

4 ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ መስከረም ዲክለሬሽን ዝገበረን ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

5 መክብሪ ጨረታ 15000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ስፒኦ ኣቀዲሙ ከትሕዝ 

6 ጨረታ ዝተዘርገሐሉ ዕለት 30/02/2011 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓሺጉ  በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ይኽፈት

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 3 ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን  ብር 100.00 እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከም እትክእሉ ንገልፅ።

8 ናይ ጨረታ ረቋሒ ዘማልኡ ከምዘሎ ተሓቲሙ ንዝበለፀ ድማ ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርኣይ ይከኣል።

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩን ብክፈል  ናይ ምስራዝ  መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 0344-430843/0344-430333 ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ