1 ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ካብ ዝነኣሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝሰረዘ ምዃኑ::
2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ካብቲ ጠቅላላ ዋጋ 2% ዝነኣሰ ዘትሕዝ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምዃኑ
3 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/03/2011 ዓ /ም ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::
4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትካል ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::
5 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ኣብ ሰዓቱ ይኽፈት ።
6 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት ካብ ቤት ፅሕፈት ቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 100.00 እናዓደግኩም ክትወስዱ ትክእሉ::
7 ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ውፅኢት ምሰተፈለጠ ካብቲ ጠቕላላ ዋጋ 10% performance bond ከትሕዘ ዘኽእልንጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ
8 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ መቐለ
9 ተወሳኪ ሐበሬታ እነተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ
መመለስ