ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳሓዉዜንንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ 2008 ዓም ናይ መኪና ጋራጅ ፀገኒ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ (ናይ ጉልበት ዋጋ) ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ::ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊ ዩተጫረቲንክትወዳደሩንዕድም::
በዚመሰረትነቲዝድለረቁሓታትተጫረቲ
- በቲዝተጠቀሰ ናይ ፅገና ዘርፍንግዲፍቃድዝተሐደሰዘለኩም::
- ናይ 2007ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም::
- ቲነ ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::
- ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኩም ከምኡ ድማ ናይ ወርሒጉንበት ቲዲክለራ ዝገበርኩም::
- ንናይ ሞተር ሳይክል ናይ ጉልበት ዋጋ ዝመልኡ ቫትን ደረጃ ይሃልዩ አይሃልዩ ኩሉ ብማዕረ ይወዳደር::
- ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 3000 (ሰለስተ ሺሕ) ብር ብጥረገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ወይ ሰርቲፋይድ ዝኾነ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::
- ናይ መኪና ፅገና (ናይ ጉልበት ዋጋ ፅገና) ካብ 22 /11/ 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ዓሽግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ ክሳብ 08/12/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 05 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይኣቱ
- ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና (ናይ ጉልበት ዋጋ ፅገና) ካብ 23 /11/ 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ዓሽግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ ክሳብ 09/12/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 05 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይኣቱ
- እቲዘይሰዓረተጫራታይዘትሓዞናይመኽበሪጨረታቢድባንድሰዓራይምስተገለፀብመምርሒዕዳጋመሰረትይምለሰሉ
- ንብረት ባዕሉ እቲ ቤት ፅሕፈት የቅርብ ናይቲ ንብረት ፅሬት ግና ባዕሉ እቲ ሰዓራይ ዉዕሊ ዝአስር ብዓል ሞያ ኦርጅናል ንብረት ምዃኑ የረጋግፅ
- ናይ መኪና ፅገና (ናይ ጉልበት ዋጋ ፅገና) እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08 /12/ 2007 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ሓዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 5 ይክፈት
- ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና (ናይ ጉልበት ዋጋ ፅገና) እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/12/ 2007 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ሓዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 5 ይክፈት
- ተጫራታይ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝህልዉ ይምረፅ
- ሰዓራይዝተገለፀሉግዜጀሚሩኣብዉሽጢ 5 ( መዓልቲ) ኣብ ቤት ሕፈትና ብኣካል መፂዩ ዉዕል ክአስር ዝክእል
- ተወዳደርቲ ተወሳኪ ደገፍቲ ደኩሜንት እትብልዎ ምትሕሓዝ ይከኣል እዩ
- ናይቲሽያጥ ዝርዝርዶኩሜንት ዘይምለስ 50 ብር ( ሓምሳ ብር) ብምክፋልካብ ቤት ፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳሓዉዜን ከ /ስ /ዕ /ንብ /ምም /ርን ቁፅሪ 05 ምዉሳድ ይከአል
- ጨረታ ዝሰዓረ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% መኽበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝኽእል::
- ኣብ ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ብመንገዲ ትራንስፖርት ንደቀቅቲ አናእሽተይን 3ይ ደረጃ ካብኡ ንላዕሊን ደረጃ ዝተዉሃበ ክኸዉን ይግባእ::
- ተጫረቲ ካብ ዝተመልአ ዝርዝር ዋጋ ድምር ዝተሐተ ብምዉሳድ ሰዓራይ ዝኸዉን ምዃኑ ኣሚኖም ክወዳደሩ ይግባእ
- ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ደኩሜንት ሽሞም ሽም ትካሎም ፊርመኦምን ማህተምን ክዓርፍ አለዎ
- እቲ ጨረታ ብዝተፈላለየ መልክዑ ክዛባዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ጌሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገብር
- ተጫረቲ ናይቲ ኣሸናፊ እንተኾይኑ ዘሸነፎ ግልጋሎት ናይ ዓመት ዉዕሊ ምእሳር ግዴታ አለዎም ኣብ መንጎ ፀገም እነተጋጢሙ ግን ዉዕሊ ምስራዝ ይከኣል እዩ
- ሰነድ ጨረታ ካብ ናይ ባዕልና ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቀድን
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸመማረፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0346670078/ 0914138946
መመለስ