በዚ መሰረት ሰብ ዋናን መካረይቲ ዝኾንኹም መቅረብቲ ትካላት ኣብዚ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም።
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት
1 ተጫረቲ 50,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ምስቲ ሰነድ ቅድሚ እቲ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎም
2 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ክራይ ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝተኻተቱ ኢኩፕመንት ንሕድሕዶምን ንምጉዕዓዝ ሓደ ኪሎሜትር ዘኽፍልዎም ዋጋ ኾይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክከዉን ይግባእ።
3 ተጫረቲ በቲ ዘፈር ናይ 2011 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ተጫረቲ ዋናን ቅዳሕን ፍቃድ መዘወሪ ማለት እዉን ሌብሬ ከቅረቡ አለዎም
5 ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብቲ ቤት ዕዩ ቢሮ ቁፅሪ 4 ኣብ ዝተዳለወ ሰንዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ
6 ዝሰዓረ መቅረባይ ዘቅርቦ ሎፔት ኣብ ሰነድ ጨረታ ንዝተዘርዘሩ ዓይነት ኢክፑመንት ናይ ምፅዓን ዓቅሚ ዘለዎ ክኸውን ኣለዎ።
7 ሰዓራ ዘቅረቦ ሎፔት ናይ ደረቅ ፅዕነት ሙሉእ ኢንሹራንስ ሸፋን ዘለዎ ምዃኑ ዘረጋግፅ ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ሒዙ ክቀርብ ይግባእ።
8 ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልትታት ውዕሊ ኣሲሩ ናብ ሰራሕ ክኣቱ ይግባእ።
9 እቲ ጨረታ ካብ 22/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 21/03/2011 ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ።
10 እቲ ጨረታ 21/03/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 8:30 ይክፈት። ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ናይ ጨረታ ሰነድ ንምኽፋት ኣይዕገትን።
11 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
መመለስ