ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2011 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕላ 2ተ ማእኸላዎት ጎዳጉዲ (Shallow well ) ክኹዕት ስለዝደለየ ደረጃ 7ተን ልዕሊኡን ዘለኩም ክተጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 04:30 ጥዋት
  • ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
  • Print
  • Pdf

በዚ መሰረት

1 ናይ ዘመኑ  ግብሪ ዝኸፈለን ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ፣ናይ መቕረባይነት መፍለይ ቁፅሪ (Tin number ) ፣ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ፣ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቕርብ።

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 17/02/2011ዓ/ም -11/03/2011 ዓ/ም ዘይምለስ 50 ብር (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ምውሳድ ይኽእሉ።

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/03/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኾይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

አድራሻና፤ ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0344-407335 ምርካብ ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ