ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝር ንዝቀረቡ ረቋሕታት አተማለኡ ክትወዳደሩ እትደልዩ ከባቢ ሕ/ሰብ (ግለ ሰባት) ፣(ውልቀ ነጋዶ) ኣብ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን መፂእኩም ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግበኦም ረቋሕታት
1 ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኢሮብ ከተማ ዳውሃን ዝርከብ ኮይኑ እቲ ዓይነት ንብረት ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቐቀረበ እንትኸውን ብኣካል እናመፁ ብምርኣይ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 14/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ - 25/02/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ክወስዱ ይኽእሉ።
2 እቲ ጨረታ ዕለት 25/02/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 28/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
3 ካፈቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ብምውሳድ ንሕድሕድ ዓይነት ንበረት ዋጋ ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤
4 ተጫረቲ ድሕሪ ሳንዱቅ ጨረታ ምዕፃው ንዝመፅአ ጨረታ ሰነድ ተቐባልነት የብሉን።
5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ትሕጃ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪዝተረጋገፀሲፒኦ ብር 1000.00 (ሓደ ሽሕ) ትሕጃ ከትሕዙዝክእሉ፤
6 ተጫረቲ ጨረታ ሰዓራይ ምዃኖም ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ገንዘቡ ጠቅሊሉ ብምኽፋል ንብረቱ ከልዕል ዝኽእል፤
7 እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ
8 ጨረታ ሳፁን ዝርከበሉ ቦታ ቤ/ፅሕፈት ት/ፋ/ወ/ኢሮብ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንበ/ምም/ርን ምዃኑ ንሕብር።
9 እቶም ንጨረታ ዝቐረቡ ዝርዝር ንብረት ኣብ ዘፈር ንግዲ ማ/ራት መቐለ ቤት ፅ/ት እናመፃእኹም ምርኣይ ይከአል።
መመለስ