ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ዘድሊ ናይ መምሃሪ ሓገዝ ኣቑሑት ብፍላይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 17, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 08:15 ከሰአት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

 ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 15/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 24/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8:15 ይክፈት

9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትው።

11 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342-40138

መመለስ
የጨረታ ምድብ