ደደቢት ትካል ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንኡስ ጨንፈር መቐለ ደቡብ ሰሌዳ ቁፅሪ 1 00867 ትግ ኣገልግሎት ታክሲ ዓይነት ተሽከራካሪ ኣውቶሞቢል፣ሞዴል 100A፣ ሞተር ቁፅሪ A10 415976፣ሞተረ ጉለበት ሲሲ 1171 ዝኾነት ታክሰሲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ስለዝደለና ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንከትወዳደሩ ተኽእሉ ምዃነኩም ንገልፅ።

1 እታ ትጭረት ታክሲ መበገሲ ዋጋ ብር 42250 (ኣርባዓይ ክልተይ ሽሐይ ኽልተ ሚኢቲይ ሓምሳይ ቅርሺ) ኮይኑ ተጫረቲ ካብ እተቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ውሕሰና መኸበሪ ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል ካብ 2% ዝነኣሰ ዘትሓዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምዃኑ ፤

2 ነታ ታክሲ ትዕድግሉ ዋጋ ዘሓዞ ብፖስታ ( ብሽምዒ) ተዓሺጉ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣብ ንኡስ ጨንፈር መቐለ ደቡብ 16 ቀበሌ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 8/02/2011ዓ/ም ጀሚሩ -22/02/2011ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 6 ዘሎ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ይኸውን።

3 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/02/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ኣብ ንኡስ ዘፈር መቐለ ደቡብ 16 ቀበሌ ተጫረቲ ወየ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ እንትዘይተረኺቦም ውን ዘማልኡ ተኾይኖም ይኽፈት እዩ።

4 ጨረታ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እታ መኪና ኣብ ደደቢት ዋና ቢሮ ዓዲ ሓቂ ግቢ ስለእትርከብ ክርኢ ዝደሊ ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብአካል ብምምፃእ ክትሪኡ ትኽእሉ ኢኹም፤

5 መሸነፊ ናይ ሽም መዛወርን ግብርን ባዕሉ ከኸፍል ዝኽእል፤

6 ጨረታ ተራእዩ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ጠቅላላ ዋጋ ከፊሉ እታ ታክሲ ከወስድ ዝኽእል፤

7 እቲ ተካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን።

8 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ብር እናኸፈሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሰድ ይከኣል።

ንተወሳኪ ሓበሬታ-0344-415475 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ