ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘለዎም መጠን ዘለዎም ፓዳት ክሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡን ትኽእሉን ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 03:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ተጫረቲካብዝቐረብዎጠቕላላዋጋ 2% ናይጨረታዉሕስናመክበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀ CPO ጥራሕከትሕዝዝክእል::

2 ናይጨረታመክበሪካብቲዝወዳደሮጠቕላላዋጋ 2% ዝነአሰዘትሐዘተጫራታይካብጨረታዝስረዝምዃኑ::

3 ናይጨረታዶክመንትብፖስታሽምዝተዓሸገናይቢሮጨረታሳንዱቅአታዊዝግብርሉእዚምልክታካብዝወፀሉዕለት06/02/2011ዓ/ምጀሚሩክሳብዕለት20/02/2011ዓ /ምክሳብንጉሆሰዓት3:00ዘሎጊዜይክዉን::

4 ጨረታዝክፈተሉዕለት20/02/2011ንጉሆሰዓት 3:30 ቦታአብደደቢትትካልናዋናቢሮተጫረቲብአካልወይሕጋዊወኪሎምአብዝተረኽቡሉይክዉን::

5 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ኣብ ሰዓቱ ይኽፈት።

6 ዝርዝርናይሕድሕድዝገልፅዶክመንትቤትፅሕፈትቑፅሪቢሮ409 ብር100.00አብስራሕሰዓትክትወስዱትክእሉ::

7 እቲጨረታሰዓራይዉፅኢትዝንተተገሊፁካብጠቅላላዋጋ 10% performance bond ከትሕዝዝክእልጨረታዝርከበሉዋናቢሮደደቢትትካልልቃሕንዕቋርኣክስዩንማሕበርመፂኡከረክብዝክእል

8 እቲትካልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብከፋልወይድማብሙሉአናይምስራዝመብቱዝተሐለወእዩመቐለ

9 ተወሳኪሐበሬታእነተደሊኩምኣብዋናቢሮደደቢትማፋይናንስዝርክብቢሮብምቅራብወይድማብስለኪቁፅሪ 0342400014 ብምድዋልምርካብይከኣልእዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ