ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ንዘለዉ ሰራሕትኛታት ጋወንን ደምቢ ክዳን (የኒፎርም) ከስፍየሎም ይደሊ።ስለዚ ብናይ ባዕሎም ጨርቂ ሰፈዩም ከቅርቡ ካብ ዝክእሉ ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ከስፊ ይደሊ።ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳቱ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቕፅል ገፅ ኣሎ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 08:45 ከሰአት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቅርብ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 29/01/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 7:30

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 09/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 7:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 7:45 ይክፈት

9 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ ኒኮላስ ኩሉ ግዜ ካብ ንጉሆ ሰዓት 2:00-8:00

10 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ሰሪሖም ምስኣጠናቐቑ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ንብረት ክፍሊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ የእትው።

11 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ ከገልግል ይኽእል እዩ።

ኣድራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342-40138

መመለስ
የጨረታ ምድብ