ትካልና ፍረ -ስውኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ንእንስሳ ዝውዕል ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ስለዚ ክትገዝኡ እትደልዩ ተጫረቲ ኣብ ትካልና ብኣካል ብምምፃእ እቲ ንእንስሳ ቀለብ ዝኸውን ሳዕሪ ብኣካል ምርኣይ ይከኣል።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም መስከረም 19, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መስከረም 19, 2011 04:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 14/01/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ትካልና ዘደለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ካብ መዝገቤት ብምወሳድ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳፁን ክተቅርቡ ይግባእ።

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ኣብቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

3 እቲ ጨረታ ንምክፋት ተጫረቲ ወይ ተወካሊ ኣብ ዘለዎ ዝኽፍት ኮይኑ እቲ ጨረታ ተጫረቲ እንተዘይሃልዮም እቲ ጨረታ ኣይተኣጓገልን

4 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሳረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ