ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒታት ፅሕፈትን: መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርትን: ኣቅሑት ፅሬትን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴተ ታክስ ዝኮንኩም ናይ 2010ን 2011 ዓም በቢዘፈር ስርሕ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ምቅራብ እትክእሉ

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምምዝጋብኩም እዉን መረዳእታ ዘለኩም ናይ ወርሒ ሓምለ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መራዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ እዉን ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይ 2010ን 2011ን ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር እዉን ምቅራበ እትክእሉ

4 ንኩሎም ፍቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ አተሓሒዝኩም እዉን ክተቅረቡ አለኩም 

5 ዝተመለአ ሰነድ መቅረቢ ዋጋ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን እዉን ክተቅረቡ ይግባእ

6 መከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ መለዋወጢ አቁሑት ተሽከርከርትን ንነብሰወከፍ 5000 ቅርሺ ከትሕዙ መክበሪ ጨረታ አቁሑት ፅሬ 500 ቅርሺ ኮይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ንዝኮንኩም ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ትክእሉ ምክንኩም እንዳሓበርና ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ንዝይኮንኩም ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ክተቅረቡ አለኩም 

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ድጋፋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ንመሳርሒ ፅሕፈታትን ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርትን ንነብስወከፎም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ ንኣቅሑት ፅሬት ድማ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ካብ 28 ነሓሰ 2010 ዓም ክሳብ 7 መስከረም 2011 ዓም ምዉሳድ ትክእሉ 

8 እቲ ጨረታ 8 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት 

9 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣታዊ ይገብር 

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344442755 ወይ ድማ 0342440307

መመለስ
የጨረታ ምድብ