ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ (Construction Material )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 25, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 09:00 ከሰአት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫራቲ ካብ ቢሮቁፅሪ 613 / 200.00 / ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይክእሉ::

2 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሴርቲፍኬትን:ቲን ቁፅሪ :ንግዲ ምዝገባ ዝተመዝገበኩም ምካንኩም መረጋገፂ ሙሉእ ደኩመንት ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅረብዎ ጠቅላላዋጋ 2% /ክልተ ካብ ሚኢቲ/ ናይ ጨረታ ውሕስና መከበሪ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት ጀሚሩ 24/12/2010 ዓ/ም ክሳብ 8/1/2011 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሸት እዩ ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ /5:00 / ናይ ንጉሆ ይከዉን ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉጊዜ አብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይክእሉ::

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 8/1/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ አብ ማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝርከብሉ ይክፈት :: ከምእዉን ዶክመንት እንድሕር ተማሊኡ ንክፈት ምካኑ ንሕብር

6 እቲ ዝተዉሃብ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ አይፍቀድን እቲ ዝመላዕኩምዎ ጨረታ ሰነድ ቁብል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ

7 ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ክሕልዎ አለዎ ከምኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::

8 ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝ አይካአልን::

9 አቲ ድርጅት ዝሓሸ አማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ