1 ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ TIN No ዘለዎ
3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ኣታሒዙ ዘቅርብ
5 ንፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑትን ግልጋሎት ጋራዥን ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ንናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብር 6000 ብሸም ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ከትሕዝ ዝክእል
6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 26 ዘይምለስ ብር 50 /ሓምሳ/ ብምክፋል ካብ ዕለት 24/12/2010 ክሳብ ዕለት 3/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
7 እቲ ጨረታ ዕለት 3/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓተ 4:00 ይኽፈት መቅረብቲ ብናይ ባዕሎም ድልየት ተዘይተረኪቦም እቲ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ፖስታ ንምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ቀረባ እዋን ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ
9 ብተጫረቲ ዋጋ ዝምላእ ካብ ቤት ፅሕፈትና ብዝተዉሃበ ሰነድ ጥራሕ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ዘቅርብ ተቀባልነት የብሉን
10 ዝምላእ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ገፅ ፌርማን ማህተምን በዓል ዋና ከህልዎ ይግባእ ብተወሳኪ ኣብ ፖስታ ማህተም ክህሉ ይግባእ ካብዚ ወፃኢ ዘቅርብ ተቀባልነት የብሉን
11 ናይ ተጫረቲ መልሲ መቅረቢ ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ፊርማን ማህተምን መቅረባይ ዘለዎ ኣብ ፖስታ ልዕሊ ብዓብይ ፅሒፉ ኮፒ ኦርጅናል ዝብል ዘለዎ ከፀሐፍ ይግባእ
11 ተጫራታይ ኣብቲ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ዝመልኦ ነፀላ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሩ አብ ሕድሕድ ዓይነት ንብረት ከቅምጥ አለዎ
12 ተጫራታይ ኣብቲ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ዝመልእ ነፀላ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሩ ንሕድሕድ ዓይነት ንብረት ከቅምጥ አለዎ
13 ንግልጋሎት ጋራዥ እንሸጦም ሰነዳት ቴክኒካል ፋይናንሻል ዝግምግሙ ምካኖም ሰነድ ክገዝእ ዝክእል ከምእ እዉን ቴክኒካል ካብ 80% ፋይናንሻል ካብ 20% ምካኑ ክፈልጥ አለዎ ኣብዚ ዝወዳደሩ ደረጃ 4 ልዕሊኡን ክከዉን አለዎ
14 ቤት ፅሕፈና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ስቁ 0344401099
መመለስ