ምልከታግልፂጨረታ
ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይ ብናይ መደበኛ በጀት ናይ ኢንተርነኔት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊ::በዚመሰረትካብዚንታሕቲዝተገለፁ ረቆሒታትብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበዝርዝርመሰረትናይጨረታሰነድካብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይቢሮቑፅሪ 09 ጨረታሰነድብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ
1 ብተዛማዲስራሕዝተሃደሰንግዲፈቓድዘለዎኮፒከቕርብዝኽእልንኣብናይመቕረባይዝተመዝገበን ግብሪምኽፋሉምስክርወረቐትኮፒከቕርብዝኽእል::
2 ናይጨረታመትሓዚንሕድሕድ ሎ ብር 5000 /ሓሙሽተሽሕ/ብ ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻ ትግራይ ዝተሰርሐ CPOከትሕዙይግባእ:;
3 ተጫረቲናይተወሳኪእሴትታክስ (VAT) ተመዝገብቲን ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2007 ዓ/ም ዲክለርዝገበርኩምመረዳእታፎቶኮፒኸቕርቡኣለዎም::
4 እቲጨረታብክልተኢንቨሎፕተዓሺጉኸቅርብዘለዎእንትኸዉንዋንኡኦርጀናልንምስኮፒሰነድ ናይቲትካልበዓልስልጣንፊርማንማሕተምንክህለዎይግባእናይንግዲፈቓድቲንዝተመዝገቡቃለመሓላናይኣቕራባይምዝገባምስክርወረቐት : CPOወዘተዘድሊሰነድብኦርጀናልንዶክመንተክተሓሓዝአለዎ::
5 ሰነደእቲጨረታኣብ ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ዘይምለስ 30 /ሰላሳ ብር/ከፊሎምብምዉሳድኣብዝተዳለወሳፁንምእታዉይኽእሉከምኡዉንተጫረቲብዘቕርብዎናይመወዳደሪሓሳብሽሞምፊርማንኣድራሻንክገልፁአለዎም::
6 ተጫረቲኣብጨረታሰነድመብርሂወይምናይምምሕያሽሕቶእንተሃሊዎምቕድሚ ካብዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኪቑፅሪ 03 44 40 28 01 ክሓቱይኽእሉ::
7 ጨረታኣብአየርዝፀንሐሉካብዕለት 17 /09 /2007 ዓ/ም እስካብ 03 /10 / 2007 ዓ/ም ኾይኑዕለት 03/ 10 /2007 ዓ/ም ሰዓት4:00 ተዓፅዩኣብዚዕለትእዙይማለትእዉን 03/ 10 /2007 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኽበሉኣብኢንስቲትዩትምርምርሕርሻ ትግራይቢሮቑፅሪ 09 ይኽፈትይኹንእምበርተጫረቲጨረታ ኣብዝኽፈተሉግዜእንተዝተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብምኽፋትኣይትኣጎጉልን::
8 ሰዓሪ ትካል እቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 20 /ዕስራ/ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ይገድድ::
9 ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይዝሐሸኣማራፂእንተረኪቡእቲጨረታ ብምሉእይኹንብኽፋል ናይምስራዝመሰሉዝተሐለወኢዩ::
መመለስ